Time stamp
00:55 ኣለርጂን (ነድሪ ኣካላት) ጠንቅታቱን: ብከማይ ንከላኸሎ !
1:40 ስለምንታይ ብዛዕባ መግቢ ዝፈጥሮ ነድሪ ኣካላት ክንፈልጥ ንግደድ
3:45 ምልክታት መግቢ ዝፈጥሮ ነድሪ ኣካላት
8:00 ኣለርጂ ድፈጥሩልና 8 ዓይነት መግብታት
9:05 ብኸመይ ንከላኸሎ
12:07 እንታይ ዓይነት መድሃኒት ንጥቀም
Just a simple correction here @5:40-5:50, please note that the eczematic image is not the immediate sign of food allergy. Yet this can develop as a result of chronic Eczema.
ኣገዳሲ ሓቤረታ ዘይተሓታትነት (Disclaimer):
ኣብዚ ቻነል ራኢ መደብ ጥዕና ዘለዉ ትሕቶታት ንሐቤሪታ ጥራይ ዝተዳለወ እዩ። ንዝዀነ ናይ ሕክምናዊ ምርመራን ክንክንን ኣቀዲምካ ንሓኪም ተወከስ።
ኣብዚ ነቕርቦ ብዛዕባ ዝዀነ ፍርያት ሓበሬታን መግለጽን ንምርመራን ክንክን ንሕውየት ኰነ ንምክልኻል ቅድሚ ምጥቓምካ ምስ በዓል ሞያ ሕክምና ተዘራረብ። ዝዀነ ኣብዚ ነቕርቦ ናይ ምዕዶ/ምኽሪ ትሕዝቶ፥ ናይ ሕክምና ብዓል ሞያን ምኽርንን ዝትክእ ኣይኰነን። ንዝዀነ ዝመጽእ ሕቶን ክስን ከኣ ተሓታት ኣይንወስድን።
source